ማሕበርና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ከባብያዊ ፀጋ መሰረት ዝገበረ ስራሕ ፈጠራ /Environmental Entrepreneurship program/ ናይ መወዳእታ ትግበራ ፕሮጀክት ገምጋም /Final project evaluation/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እተደልዩ ኣማከርቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ኣማሊእኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የትግራይ ክልል የገጠር መሬት ልማት የኣካባቢ ጥበቃ አጠቃቀምና አስተዳደር ኤጄንሰ ለ2008 በጀት ዓመት ለክልሉ ኤጄንሲ በክልሉ ለሚገኙ የወረዳ ፅ/ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ ሞተር ሳይክሎች : በመቀለ እና አካባቢዉ ለሚካሄድ ጥናትና በኮንሰልታንት ለማጥናት ፣ የመኪና ጥገና ጋራዥ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለመኪና ጥገና ጋራዥ በ6 ወር የሚታደሰ የአንድ አመት ዉል ለማሰር ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ 52 ከተማታትን ወረዳታትን ስራሕ ንዘይብሎም ወገናት ስራሕ ዕድል ክፈጥሩ ዝክእሉ ሃፍተ ገነት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ፅንዓት ከካይድ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ