ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ካብ 23 መጋቢት 2016ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተሊ 6' (ሽዱሽተ ማዓልቲ) ዝፀንሕ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ቤዝመትን+ግራውንድ+11 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ሚዘር ሰፈር መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣማኸርቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployment and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሓዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployement and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ርእሲ ዝሐዘ ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ኣጉላዕ ወ/ፅ/ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ ከተማኡ መሰረታዊ ፕላን / Basic Plan / ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣጉላዕ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሪም ቢዝነስ ግሩፕ ኣክስዮን ማሕበር ንትካልና ንስራሕትና መሳለጢ ዝኾኑ ናይ ፋይናንስ ፣ ንብረት ፣ ዕደጋን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን መንዋላት ምስ ናይ ትካልና ራእይን ተልእኾን ዝጠዓዐምን ናይ ሃገርን ክልልን ናይ መንግስትን ውልቀ ትካላትን ናይ ስራሕ መምርሕታትን ኣዋጃትን ዝተጠዓዓመ ናይ መስርሕ ማንዋል ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ኣማኸርቲ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ንምቑፃር ዘዉፅኦ ጨረታ መኽፈቲ ን 5/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ተባሂሉ ከምዝነበ ይዝከር ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ዘገልግል ትልሚ ስትራተጅክ (strategic plan) ንምድላዉ ኣብቲ ስራሕ ንዝተሰማረዩ ስራሕ ልምዲ ዘለዎምን ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎምን ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ዘገልግል ትልሚ ስትራተጅክ / strategic plan) ንምድላዉ ኣብቲ ስራሕ ንዝተሰማረዩ ስራሕ ልምዲ ዘለዎምን ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎምን ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ዘገልግል ትልሚ ስትራተጅክ / strategic plan) ንምድላዉ ኣብቲ ስራሕ ንዝተሰማረዩ ስራሕ ልምዲ ዘለዎምን ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎምን ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳ/ምድላው ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ካብ ኢንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ