ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ንምቑፃር ዘዉፅኦ ጨረታ መኽፈቲ ን 5/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ተባሂሉ ከምዝነበ ይዝከር

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ኮይኑ ግና ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናይ ጨረታ መኽፈቲ መዓልቲ ከምዝተናወሐ ነፍልጥ ስለዝኮነ ናይ ጨረታ መኽፈቲ መዓልቲ ዕለት 19/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ 3፡30 ዝኽፈት ኾይኑ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብቲ ዝተሓበረ ዕለትን ሰዓትን ኣታዊ ንከትገብሩ እናዘኻኸርና ኣብ ምኽፋት ጨረታ ግና ጨረታ ኮምቴ ጥራሕ ዝኸፍቶ ምኻኑን ሰዓራይ ድማ እነፍልጥ ከምዝኾንናን ነዘኻኽር

ጨረታ መደብ