ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ ቆራሮ