ናይ ሓራጅ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ምምሕዳር ከተማ ኮረም እትርከብ ሓንቲ ዝተበላሸወት አዉቶ ሞቢል መኪናን ፡ ሓድሽ ናይ ማይ ሞተር መስሓቢ ፓምፕ ብሐራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

1 ዝኮነ ይኩን ዉልቀ ሰብ ወይድማ ዉልቀ ትካል ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ኮይኑ

2 ብኣካል መፀእኩም ብምርኣይ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ብግልፂን ንፁር ዋጋን ብምምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብ 26/9/2018 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

3 በቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ኮረም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክሳብ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 330 ከእትዉ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም እናመፃእኩም ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈለኩም ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዘይመልስ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ 50000 ከትሕዙ አለኩም

6 እቲ ጨረታ ዝከያደሉ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4፡00 ሕጋዊ ተጫረቲ ወይድማ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይከፈት

7 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ነቲ ዝሰዓሮ ኣቅሓ ጠቅለላ ዋጋ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ምሰገበረ እቲ ኣቅሓ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ

ከልዕል አለዎ

8 እቲ ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይገበር

9 ነቲ ዝምላእ ዋጋ ዝኮነ ይኩን ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0928086584

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s