ናይ ሓራጅ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ምምሕዳር ከተማ ኮረም እትርከብ ሓንቲ ዝተበላሸወት አዉቶ ሞቢል መኪናን ፡ ሓድሽ ናይ ማይ ሞተር መስሓቢ ፓምፕ ብሐራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ዝኾነ ውልቀሰብ ወይ ትካል ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 26/09/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክወስድ ይኽእል።
* ተጫረቲ ናይ ጨረታ መተሓዛሒ 50,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ CPO ከትሕዙ ኣለዎም።
* ብሽምዒ ዝተዓሸገ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 10/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ዝኣቱ ኮይኑ፣ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት።
* ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸውን ዝግበኦ ኮይኑ፣ ስዓራይ ዝተዓወተሉ ንብረት ክፍሊት ፈፂሙ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕል ኣለዎ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0928086584)።

1 ዝኮነ ይኩን ዉልቀ ሰብ ወይድማ ዉልቀ ትካል ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ኮይኑ
2 ብኣካል መፀእኩም ብምርኣይ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ብግልፂን ንፁር ዋጋን ብምምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብ 26/9/2018 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ
3 በቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ኮረም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክሳብ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 330 ከእትዉ ትክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም እናመፃእኩም ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈለኩም ክትወስዱ ትክእሉ
5 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዘይመልስ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ 50000 ከትሕዙ አለኩም
6 እቲ ጨረታ ዝከያደሉ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4፡00 ሕጋዊ ተጫረቲ ወይድማ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይከፈት
7 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ነቲ ዝሰዓሮ ኣቅሓ ጠቅለላ ዋጋ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ምሰገበረ እቲ ኣቅሓ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ
ከልዕል አለዎ
8 እቲ ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይገበር
9 ነቲ ዝምላእ ዋጋ ዝኮነ ይኩን ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0928086584