https://tenders.milkta.com/ti/display/20131

ናይ ሓራጅ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ምምሕዳር ከተማ ኮረም እትርከብ ሓንቲ ዝተበላሸወት አዉቶ ሞቢል መኪናን ፡ ሓድሽ ናይ ማይ ሞተር መስሓቢ ፓምፕ ብሐራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝኮነ ይኩን ዉልቀ ሰብ ወይድማ ዉልቀ ትካል ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ኮይኑ

2 ብኣካል መፀእኩም ብምርኣይ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ብግልፂን ንፁር ዋጋን ብምምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብ 26/9/2018 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

3 በቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ኮረም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክሳብ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 330 ከእትዉ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም እናመፃእኩም ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈለኩም ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዘይመልስ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ 50000 ከትሕዙ አለኩም

6 እቲ ጨረታ ዝከያደሉ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4፡00 ሕጋዊ ተጫረቲ ወይድማ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይከፈት

7 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ነቲ ዝሰዓሮ ኣቅሓ ጠቅለላ ዋጋ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ምሰገበረ እቲ ኣቅሓ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ

ከልዕል አለዎ

8 እቲ ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይገበር

9 ነቲ ዝምላእ ዋጋ ዝኮነ ይኩን ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0928086584