ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእኸል ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ንእተፈላለዩ አገልግሉት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ፅሬት አቑሑት፣ አናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ መሸነ ፅገና፣ ናይ አቑሑት ገዛ ፅገና፣ ከምኡ እውን መለዋወጢ አቑሑት መኪናን አቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ብደረጃ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኤሌክትሮኒክስ ፡ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 30000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ፡ ኤሌክትሮኒክስ 10000 ፡ ፈርኒቸር 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ፈርኒቸር አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ 25000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 20000 ቅርሺ : ንናይ ገዛ ናዉቲ 15000 ቅርሺ : ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 25000 ቅርሺ : ንናይ ሕትመት ናዉቲ 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ