ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ኣፅቢ እ ስላሴ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ስራሕቲ ጣውላ (ፈሪንቸሪ) ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።