ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ስፖርት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ: ህንፃ መስርሕን : ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓ/ዓዲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።