ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ኣድያቦናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይ ቅነጣል ካብ ዘለውዎ ናይ 2018 ዓ/ም መደበኛ በጀት ካብ ዕለት 18/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/04/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝውዕል ግልፂ ጨረታንናይ ወረዲኡ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውት ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታማይ ቅነጣልዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይ ቅነጣል ካብ ዘለውዎ ናይ 2018 ዓ/ም መደበኛ በጀት ካብ ዕለት 18/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/04/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝውዕል ግልፂ ጨረታንናይ ወረዲኡ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውት ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ Furniture item ፥ Stationary item ፥ Construction Materails ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 4:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ Furniture item ፥ Stationary item ፥ Construction Materails ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Skill Building Materials ፥ Self-Care, Personal and Sanitary items ፥ Refreshment items ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ Materials to Equip WGSS-Sites ፥ Materials for Furnishing ፥ Purchase of Laptop Computers and Accessories ፥ Suggestion Box ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Skill Building Materials ፥ Self-Care, Personal and Sanitary items ፥ Refreshment items ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ Materials to Equip WGSS-Sites ፥ Materials for Furnishing ፥ Purchase of Laptop Computers and Accessories ፥ Suggestion Box ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ : ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ንካልኦቶ መደባት ድማ 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ : ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኣላማጣናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክልን 7000 ቅርሺ : ስፖርታዊ ዕጥቂን ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ሃለቅትን ቀወምትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ፅሬት ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ 15000 ቅርሺ : ንሕትመት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ንፅሬት ኣቅሑትን : ሃለቅት ኣቅሑትን ቀወምትን 2500 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለየ ኣቅሑት ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ሃለቅትን ቀወምትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ፅሬት ኣቅሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ኣቀሑትን 25000 ቅርሺ : ናይ ቢሮን ገዛን ኣቅሑት 15000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ