ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ሚዲያ ፕሮዳክሽን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅን
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ራድዮ ሚዲያ ፕሮዳክሽን መሰራጨዊን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅን
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s