ህንፀት ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ኣሉላናይ መሬት ንዘለዎ ዕዳጋ ማእኸል 9473 ካ/ሜትር ቦታ ሓፁር ከሕፅር ስለ ዝደለየን ብጨረታ ክስርሕ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።