ማእከል ሽረ ሐፈሻዊ ንግዲ ዕደጋ ማእከል ሽረ እንዳስለሴ ማሕበር ሽረ ዕደጋ ኣብ ናይ 2018 ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሽረ 01 ፍሉይ ቦታ ዕደጋ ከፍቲ ንዝስራሕ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ማለት እዉን ሞል ስትራክቸራል ፕሮጀክት ዝርገሐ ኤሌክትሪካል ኮንዲትን ሳኒተሪን ዘጠቃለለ G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕድጋ ማለት እዉን ሞል ብደረጃ 1 ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ናይ ህንፃ ተቆራፅቲ ስትራክቸራል ስራሕ ኮንስትራክሽን ትካላት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ