ኣብቲ ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ኣሕፈሮም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ህንፃ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ቤት ፅሕፈት ጥዕና ኣብ ዓዲ ኣሓፈሮም ጥዕና ጣብያ ኣብ ዕደጋ ዓርቢ ዝርከብ ናይ ቀዳማይ ብሎክ ብፀላኢ ዝተቃፀለ ህንፃ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ኮንትራክተራት ደኣንት ደረጃ 8 ኣናሽቲ ቢሲን ጂሲን ሓርበኛ ብዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣሕፈሮም