ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ አዘባ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ብርኪ BC GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ኮንስትራክሽን ሽርካና ማሕበር ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ጋንታ አፈሹም