ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ልምዓትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ በዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ጣብያ ሰመማ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣበዚ ዘፈር ንዝተዋፈርኩም ተወዳደደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ሽረ ሐፈሻዊ ንግዲ ዕደጋ ማእከል ሽረ እንዳስለሴ ማሕበር ሽረ ዕደጋ ኣብ ናይ 2018 ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሽረ 01 ፍሉይ ቦታ ዕደጋ ከፍቲ ንዝስራሕ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ማለት እዉን ሞል ስትራክቸራል ፕሮጀክት ዝርገሐ ኤሌክትሪካል ኮንዲትን ሳኒተሪን ዘጠቃለለ G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕድጋ ማለት እዉን ሞል ብደረጃ 1 ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ናይ ህንፃ ተቆራፅቲ ስትራክቸራል ስራሕ ኮንስትራክሽን ትካላት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቂኣኖ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ዝርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጋንታ አፈሹም ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ አዘባ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ብርኪ BC GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ኮንስትራክሽን ሽርካና ማሕበር ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጋንታ አፈሹም ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ትርከብ ናይ ጉድጎድ ማይ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ሕድሳት ክገብር ስልዝደለየ ኣብዚ ሞያ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ጀነሬተር መፅላሊ ዝኾውን ገዛ _ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ገረብ ሰመማን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰለሰተ ናይ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ብሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ቀለም መንደቕ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሰራሕቲ ብፓኬጅ BC/GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ናይ ኮንስታራክሽን ዝርዝር ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነቲ መመዘኒ ዝተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ