ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት ምድር ቤት ህንፃ ናይ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጉልበት ስራሕ ዓይነት ጨረታ ናይ ሞያን ጉልበት ዋጋን ምስማርን ስልክን ሓዊሱ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ናይ ዋንዋሽ ካልኣይ ምዕራፍ ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ፍረወይኒ ዝርከብ ኬላ ጥዕና ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓድሹ ዝረገሐ መስመር መስተ ማይ ብፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋወያን መስተ ማይ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(OT 6ን 7ን ) ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዝኮነ አብ ቀበሌ 01 ፍሉይ ቦታ ናብ ኣሕፈሮም መለስ ሆስፒታል ዝወስድ መንገዲ ካብ መገንፀሊ ኣስፓልት ሆስፒታል ክስብ እንዳይከኣሎ ካብ እንዳይከኣሎ ክሳብ ግዝያዊ መሸጢ ከፍቲ ቀበሌ 01 ዝስርሕ ፕሮጀከት ኮድ ENT INF road maintaince ke 01/2018 ዓም ንምስራሕ ንሓርበኛ ጥራሕ ደረጃ 8 ጂሲን ኣርሲን ብርኪ ፋቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራትን ወልቀ ኣንሸተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት G+0 ህንፃ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጕልበት ስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ማለት እዉን ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ልዕልተ ልዑላን ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ቅፅሪ ናይ ኣንፈት ደቡብ ዓውደ ምሕረት ተክሊ ኣብ ዝትከሎ ቦታሓምለዋይ ልምዓት (Greenery Area) ንምልባስን ብዝተዳለወ ዘመናዊ ዲዛይን መሠረት ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከስርሕ ወሲኑ አሎ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2018 12:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ 4 ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 4 ሎታት ከፋፊሉ እንዳ ኩሸኔ (kitchen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ