ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ጀነሬተር መፅላሊ ዝኾውን ገዛ _ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 25, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 23, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ጀነሬተር መፅላሊ ዝኾውን ገዛ _ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ገረብ ሰመማን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰለሰተ ናይ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ብሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ቆራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 17, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ልምዓት መስኖ ካብ ዩንዲፒ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጠብያ ገረብ ሰመማን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰለሰተ ናይ ሓባር ዒላ ብኤሌትሪክ ብሶላር ፓምፕ ሲስተም ተከላን መስኖ ግልጋሎት ንምስራሕ ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ቀለም መንደቕ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 11, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ቀለም መንደቕ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሰራሕቲ ብፓኬጅ BC/GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሰራሕቲ ብፓኬጅ BC/GC 5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ናይ ኮንስታራክሽን ዝርዝር ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነቲ መመዘኒ ዝተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 8, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ናይ ኮንስታራክሽን ዝርዝር ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነቲ መመዘኒ ዝተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓላ ዝው ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ሳይት Painting Shop ብቅሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 15, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ160,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 29, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓላ ዝው ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ሳይት Painting Shop ብቅሉዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ቁፅፅር ስራሕቲ ህንፀት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ቤት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ዩኒዲፒ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረታ ታሕታይ ቆራሮ ዝስራሕ ሓድሽ ሽቃቅ ክልተ ክፍሊ ናይ ደቂ ኣንስትዩ መእሰርን መመርመሪን ፅገና ቤት ፅሕፈትን ብርኪ 8 ፍቃድ ንዘለኩም ኣናሽተይ ናይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ማሕበራት ቅደሚያ ንሓርበኛ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ ወይ ከዓ ሓርበኛ ተዘይሃልዩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ቆራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ቁፅፅር ስራሕቲ ህንፀት ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ቤት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ዩኒዲፒ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረታ ታሕታይ ቆራሮ ዝስራሕ ሓድሽ ሽቃቅ ክልተ ክፍሊ ናይ ደቂ ኣንስትዩ መእሰርን መመርመሪን ፅገና ቤት ፅሕፈትን ብርኪ 8 ፍቃድ ንዘለኩም ኣናሽተይ ናይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ማሕበራት ቅደሚያ ንሓርበኛ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ ወይ ከዓ ሓርበኛ ተዘይሃልዩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ ጣብያ ፈለገሂወትን ጣብያ እንባ ሩፋኤልን ስራሕቲ ተወሳኺ መምሀሪ ክፍልታትን ናይ ማይ ታንከርን (reservoir) ኣብ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ሰብያን ኣብ ኢሮብ ጣብያ ዓሊቴና ፅገናን ሓዱሽ ማይ ኩዓትን (Rehabilitation of Non- functional water points and drilling new shallow well) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ ጣብያ ፈለገሂወትን ጣብያ እንባ ሩፋኤልን ስራሕቲ ተወሳኺ መምሀሪ ክፍልታትን ናይ ማይ ታንከርን (reservoir) ኣብ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ሰብያን ኣብ ኢሮብ ጣብያ ዓሊቴና ፅገናን ሓዱሽ ማይ ኩዓትን (Rehabilitation of Non- functional water points and drilling new shallow well) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ጉሎሙካዳን ኢሮብን Rehabilitation and Drilling of shallow wells ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዙይ መሰረት ገይሩ ብዕለት 22/5/2026 ቁዕሪDC/CO/0792/26 ኣብ ዘውፃእናዮ ግልፂ ጨረታ ብ Water work ደረጃ -5 ን- ልዕሊኡን ተባሂሉ ወዕዩ ዝነበረ ብ Drilling ደረጃ -5 ን- ልዕሊኡን ተባሂሉ ዝተስተኻኸለ ሙኻኑ እናሓበርና ጨረታ መኽፈትን መዕፀውን መዓልቲን ድማ በቲ ዝነበረ ሙኻኑ ነፍልጥ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ጉሎሙካዳን ኢሮብን Rehabilitation and Drilling of shallow wells ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዙይ መሰረት ገይሩ ብዕለት 22/5/2026 ቁዕሪDC/CO/0792/26 ኣብ ዘውፃእናዮ ግልፂ ጨረታ ብ Water work ደረጃ -5 ን- ልዕሊኡን ተባሂሉ ወዕዩ ዝነበረ ብ Drilling ደረጃ -5 ን- ልዕሊኡን ተባሂሉ ዝተስተኻኸለ ሙኻኑ እናሓበርና ጨረታ መኽፈትን መዕፀውን መዓልቲን ድማ በቲ ዝነበረ ሙኻኑ ነፍልጥ::