ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሰለዚ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ትደልዩ ነጋዶ

  1. በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  2. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን
  3. ናይ መቅረባይነት  ሰርትፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ
  4. ናይ መቅረባይነት ሰረትፍኬት  2008 ዓም ዘሐደስኩም ተወዳደርቲ  ዘይምለስ 50 ቅርሺ እንዳከፈልኩም እቲ ጨረታ ዝተጋወሐሉ 27 ጥቅምቲ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10 ሕዳር  2008 ዓም  ሰዓት 6 ፡00  ካብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ  ከተማ ዓዲግራት  ካብ ምምሕዳር  ፋይናንስን  ካብ ኣግኣዚ  ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ  ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ  ክትሳተፉ ይዕድም
  5. ጨረታ 11 ሕዳር 2008 ዓም  ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ  ብተመሳሳሊ ዕለት  8 ፡30 ኣብ ኣግኣዚ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ  ከተማ ዓዲግራት  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም  ኣብ ዝተረከብሉ  ይክፈት
  6. ተጫረቲ ቅድሚ  ጨረታ ምክፋቱ ዝምለስ 3,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብቼክ ክተትሕዙ ይግባእ
  7. እቲ ቤት ትምህርተቲ ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0348450446 / 03444524118  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s