ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ሰለዚ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ትደልዩ ነጋዶ
- በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
- ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን
- ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ
- ናይ መቅረባይነት ሰረትፍኬት 2008 ዓም ዘሐደስኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እንዳከፈልኩም እቲ ጨረታ ዝተጋወሐሉ 27 ጥቅምቲ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 6 ፡00 ካብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ከተማ ዓዲግራት ካብ ምምሕዳር ፋይናንስን ካብ ኣግኣዚ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም
- ጨረታ 11 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 8፡ 00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 8 ፡30 ኣብ ኣግኣዚ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝምለስ 3,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብቼክ ክተትሕዙ ይግባእ
- እቲ ቤት ትምህርተቲ ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0348450446 / 03444524118 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል