ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕብ ዝክእል ይዕድም

4 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ  ካብ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 17/08/2011ዓ/ም በዚ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት 

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-40 47 15ምድዋል ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ