ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕብ ዝክእል ይዕድም
4 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ካብ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 17/08/2011ዓ/ም በዚ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-40 47 15ምድዋል ይከኣል፡