https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8150

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕብ ዝክእል ይዕድም

4 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ  ካብ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 17/08/2011ዓ/ም በዚ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት 

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-40 47 15ምድዋል ይከኣል፡