ሆስፒታል ኲሓ ርሑስ ባህር ዛፍ ቆሪፅካ ምልዓልን ምሻጥን ዝተቆራረፀ ዝተቀመጠ ደረቅ ዕንፀይትን ክሸይጥ ብውሱን ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

1 ጨረታ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221/0305/0914-486195/008094 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ