ሆስፒታል ኲሓ ርሑስ ባህር ዛፍ ቆሪፅካ ምልዓልን ምሻጥን ዝተቆራረፀ ዝተቀመጠ ደረቅ ዕንፀይትን ክሸይጥ ብውሱን ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ጨረታ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ጨረታ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221/0305/0914-486195/008094 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s