ኒዉሚለንየምኮሌጅ
ናይጨረታምልክታ
ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደነቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝዝኽእል::
2 ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ 30.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::
3 እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብ ግንበት 15 ክሳብ 25/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ ግንበት 25/2007 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩሰዓት 5:15 ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::
4 ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 1 መዓልቲዉዕሊይአስር ::
5 ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::
6 ተጫረቲ ቲን ቑፅርን ንግዲምዝገባ ከቕርቡይግባእ ::
7ተጫረትቲ ናይ 2007 ዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::
8 ተጫረቲ ኣብ ሞያ ሰፌት ዓለባ ዝተዋፈሩ ክኾኑ ይግባእ ::
9 ተጫረቲ ቫት ተመዝጋብቲ እንተኾይኖም ናይ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሶም ክቕምጡ ይግባእ::
10 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣዳሊዩም ክቕርቡ ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቐርብ ተቐባልነት ይብሉን ::
11 ተጫረትቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎም ክኾኑ ይግባእ
12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚ ጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዪ::
ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ 0344419789/410465/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::
ድሕሪት