ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደነቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 17, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ኒዉሚለንየምኮሌጅ

ናይጨረታምልክታ

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ሰራሕተኛታት ደነቢ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት  እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  CPO ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  30.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብ ግንበት 15 ክሳብ  25/2007 ዓ/ም  ኮይኑእዚጨረታ ግንበት 25/2007 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩሰዓት 5:15  ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ 1 መዓልቲዉዕሊይአስር ::

5  ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::

6  ተጫረቲ ቲን ቑፅርን ንግዲምዝገባ ከቕርቡይግባእ ::

7ተጫረትቲ ናይ 2007 ዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::

8 ተጫረቲ ኣብ ሞያ ሰፌት ዓለባ ዝተዋፈሩ ክኾኑ ይግባእ ::

9 ተጫረቲ ቫት ተመዝጋብቲ እንተኾይኖም ናይ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሶም ክቕምጡ ይግባእ::

10 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣዳሊዩም ክቕርቡ ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቐርብ ተቐባልነት ይብሉን ::

11 ተጫረትቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎም ክኾኑ ይግባእ

12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚ ጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344419789/410465/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::

 

 

ጨረታ መደብ

s