1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ ምድር ቤት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 4/7/2018 ዓም ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
2 ነቲ አረጊት ንብረት ንምርኣይ ንዝደልዩ ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:30 ክሳብ ሰዓት 5:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምርኣይ ይክእሉ ካብዚ ወፃኢ ንዝመፅእ ተጫረቲ ግን ዘይተኣናገድ ምካኑ ፈሊጥኩም ኣብቲ ሰዓትኩም ክትርከቡ አለኩም
3 ጨረታ 18/7/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ ናይ ምዉጋድ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይድማ ብካፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344407335 / 0921886809
ድሕሪት