https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19486

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይን ፈሳሲን ከተማ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘገልገሉ አረጊት ንብረት ማለት እዉን መካይን ሞተራት ጀኔተራት ብመሸጣ ከወግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ ምድር ቤት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ካብ 4/7/2018 ዓም ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

2 ነቲ አረጊት ንብረት ንምርኣይ ንዝደልዩ ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:30 ክሳብ ሰዓት 5:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምርኣይ ይክእሉ ካብዚ ወፃኢ ንዝመፅእ ተጫረቲ ግን ዘይተኣናገድ ምካኑ ፈሊጥኩም ኣብቲ ሰዓትኩም ክትርከቡ አለኩም

3 ጨረታ 18/7/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፀዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ክክፈት እዩ

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ ናይ ምዉጋድ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይድማ ብካፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344407335 / 0921886809