ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒዩተራት :ፈርኒቸራት: ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት: መፃሕፍትን ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ጀነሬተራት ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

1 ሕጋዊ ናይ በቢዘርፉ ኣቅርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝከፈልኩምን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድን ናይ ቫት ምስክ ወረቀት ዘለኩም ዝተሐደሱ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሰነ 2008 ዓም ዲክለሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ንናይ መኪና ፅገና ግልጋሎት እትጫረቱ ጋራዣት ደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ክኸዉን አለዎ

4 ንሐደ ደከሜንት ዘይምለስ ብር 50 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ካይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይነናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 12/12/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 28/12/2008 ዓም ዋንኡን ኮፒን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢንቨለፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 28 /12 /2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለወሉ ይክፈት ተዘይ ሃለዉ ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረኸበ ፖስታ ብስረዓት ይክፈትን ይግምገምን

6 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ዝከዉን CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000
  • ንሕትመት ብር 5000
  • ንፅሬት ብር 3000
  • ንኮምፒዩተራትን ተዛመድንት ብር 1000
  • ንፈርኒቸራት ብር 5000
  • ንስፖርት ዕጥቂ ብር 3000
  • ንመኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 5000
  • ንሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ብር 5000
  • ንሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት ብር 3000
  • ንመፃሕፍቲ ብር 3000
  • ንትምህርቲ ኬሚካላት ብር 3000
  • ንኤሌትሪክ ኣቁሑት ብር ብር 20000
  • ንጀኔሬተራት ብር 3000
  • ንሞተር ሳይክል ብር 3000
  • ንመካይን ፅገና ግልጋሎት ብር 5000
  • ንሞተር ሳይክል ፅገና ግልጋሎት ብር 5000
  • ንኤሌክትሮኒክስ ፅገና ግልጋሎት ብር 5000 ከትሕዙ አለዎም

7 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እነተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኾይኑ ተቐባልነት ኣይህልዎን

8 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይኸዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344430083 ምሐታት ይከኣልÂ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ