ፕሮፎርማ ምልከታ ቑፅሪ 09/2017
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ከትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኤለትሪከን ኢስተሸነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፍ ዝተዋፈርከም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ::
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | ስፐስፌክሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ድምር |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ዲቫይደር | ብሳምፕል መሰረት ኦርጅናል | ቁፅሪ | 3 | ||
| 2 | ስቴፐለር ንእሸተይ | ኦርጅናል | ቑፅሪ | 2 | ||
| 3 | ስትፐላዘር ፕሳምል መሰረት | 1000 VA ACESA | ቑፅሪ | 2 |
መምርሒ
39. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ
40. ናይ 2017 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ
41. ቲን ነምበር ዘለዎም
42. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/10/17ዓ/ም
43. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቕድሚ ሰዓት
44. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቕድሚ ሰዓት
45. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል
46. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን
47. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝዕንሓሉ ጊዜ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን
48. እዚ ፕሮፎርማ ብከፊል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ሓበሬታ፡ ናብ ባዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ እየርን ቢሮ ዕፋ ህምም/ር ልዕሊ መርሲ ማይ ብኣካል ብምሃማእ ይካኣል ።
ድሕሪት