https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17565

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ከትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኤለትሪከን ኢስተሸነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 23, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 26, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ፕሮፎርማ ምልከታ ቑፅሪ 09/2017

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ከትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኤለትሪከን ኢስተሸነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፍ ዝተዋፈርከም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ::

ተቁዓይነት ንብረትስፐስፌክሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምር
1ዲቫይደርብሳምፕል መሰረት ኦርጅናልቁፅሪ3
2ስቴፐለር ንእሸተይኦርጅናልቑፅሪ2
3ስትፐላዘር ፕሳምል መሰረት1000 VA ACESAቑፅሪ2

መምርሒ

39. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

40. ናይ 2017 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ

41. ቲን ነምበር ዘለዎም

42. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/10/17ዓ/ም

43. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቕድሚ ሰዓት

44. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቕድሚ ሰዓት

45. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

46. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

47. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝዕንሓሉ ጊዜ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

48. እዚ ፕሮፎርማ ብከፊል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ሓበሬታ፡ ናብ ባዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ እየርን ቢሮ ዕፋ ህምም/ር ልዕሊ መርሲ ማይ ብኣካል ብምሃማእ ይካኣል ።