በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ከትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኤለትሪከን ኢስተሸነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 23, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ፕሮፎርማ ምልከታ ቑፅሪ 09/2017

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ከትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኤለትሪከን ኢስተሸነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳድሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፍ ዝተዋፈርከም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ::

ተቁዓይነት ንብረትስፐስፌክሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምር
1ዲቫይደርብሳምፕል መሰረት ኦርጅናልቁፅሪ3
2ስቴፐለር ንእሸተይኦርጅናልቑፅሪ2
3ስትፐላዘር ፕሳምል መሰረት1000 VA ACESAቑፅሪ2

መምርሒ

39. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

40. ናይ 2017 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ

41. ቲን ነምበር ዘለዎም

42. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/10/17ዓ/ም

43. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቕድሚ ሰዓት

44. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 26/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቕድሚ ሰዓት

45. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

46. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

47. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝዕንሓሉ ጊዜ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

48. እዚ ፕሮፎርማ ብከፊል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ሓበሬታ፡ ናብ ባዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ እየርን ቢሮ ዕፋ ህምም/ር ልዕሊ መርሲ ማይ ብኣካል ብምሃማእ ይካኣል ።

ጨረታ መደብ

s