ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከ/ውቕሮ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ጣብያ ኣብርሃ ኣፅብሃ ቁሸት መንዳዕ ዝርከብ ናይ ማይ መርከቢ ጎዳጉዲ ናይ ጠሊ ዓቃቢ ስራሕቲ ብዘፈር ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ኣናእሽተይ ጥራሕ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ ውልቀ ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ብማሽነሪ ብጨረታ ክስራሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪ 1/812/2017

ዕለት 12/09/2017 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከ/ውቕሮ ኣብ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ጣብያ ኣብርሃ ኣፅብሃ ቁሸት መንዳዕ ዝርከብ ናይ ማይ መርከቢ ጎዳጉዲ ናይ ጠሊ ዓቃቢ ስራሕቲ ብዘፈር ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ኣናእሽተይ ጥራሕ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ ውልቀ ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ብማሽነሪ ብጨረታ ክስራሕ ይደሊ።

በዚ መሰረት ናይ ተጨረቲ መምርሒ

1. ተጨረቲ ዘርፍ ንግድ ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ስራሕ ፍቃድ፣ መቅረባይነት ሃርዲ ኮፒ ብፖስታ ክተሓሕዙ ግድን እዩ።

2. ተጨረቲ ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ካርዲ ወይ ቲንናምበር ቁፅርን ብተወሳኪ ናይ ሻት ምስክር ወረቐት ተመዝገበቲ መረዳእታ ኮፒ ከተሓሕዙ ኣለዎም ናይ እዋኑ ድክለር ዝገበሩ ምዃኖም ዘቅርቡ

3. ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጨረቲ ንፁር ዝኾነ ሽም፣ ፊርማ፣ ኣድራሻ፣ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ገፅ ክህሊ ኣለዎ

4. ዝመልእዎ ዋጋ ሰርዝ ድልዝ ዘይብሉን ካብ ዝተሸጠ ሰነድ ወፃኢዝመልአ ተቀባልነት የብሉን።

5. ተጨረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ ውሕስና /መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ፤ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲት 20,000 (ዒስራ ሽሕ ብር) ክትሕዙ

ይግባእ

6. ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ውቕሮ ቢሮ ቁፅሪ 10 ዘይምለስ ብር 300 እናከፈለ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ዝክእሉ ኮይኖም ጭረታ ሰነድ ካብ ዕለት 11/09/17 ሰዓት 4፡00 ጀሚሩ ክወስዱ ይኽእሉ።

7. እቲ ጨረታ ዕለት 22/9/2017ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ /ተዓሺጉ/ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ 4፡30 ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይኸፍት እንተዘይሃልው እውን ኣብ ውሽጢ ጨረታ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይከፍት

8. ተጨረቲ ዝሳዓርዎ ስራሕ ንምጅማር ኣብ ሳይት ተረኪቦም ብእዋኑ ጀሚሮም ኣብ ውሽጢ10ቱ ናይ ስራሕ መዓልትታት ሰሪሖም የጠናቅቁ

9. ማዓልቲ ሓደ ሰሙን ብትእዛዝ መሰረት ሰሪሖም ከጠናቁቁ ኣለዎም

10. ሳዓራይ ዘቅርቦ መሸነሪ ብፅርየት ክስርሕ ግዴታ ኣለዎ ልዕሊ ዓቅሚ ዝኾነ ፀገም እንትገጢሙ ብናይ ባዕሉ ወፃእታት ፀጊኑ ወይ ካሊእ መሽነሪ ብእዋኑ ኣምፂኡ ናይ ምክፋል ግዴታ ኣለዎ

11. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ፖስታ /2ተ ፖስታ / ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ገፀን ምእታው ይኸእሉ።

12. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኾይኑ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ እቲ ስራሕ ዝጠናቀቅ ቅድሚያ ይወሃቦ

13. ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

14. ሰዓራይ ክፍሊት ክሓትት ዝክእል እቲ ዝተወሃቦ ስራሕ ብፅርየትን ብመጠን ተሰሪሑ ምስ ተረጋገፀ ይኸውን። ኮይኑ ግና ኣብ ማእኸል ሰዓራይ ስራሕ ብዘይካ ናይ ትካልና ፍቃድ እቲ ስራሕ እንተቋረፁ ካብ ዘትሐዝ ውዕሊ መክበሪ ብተወሳኪ ካብ ናይ ዝሰርሐ ክፍሊት 10 % ተቐኒሱ /ምስ ተቅፅዐ/ ዝተረፈ ክፍሊት ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዓልታት ብመምርሒ መሰረት ተሰሪሑ ይኸፈሎ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ስ.ቁፅሪ 0964534336 ወይ 0914722968 ይደውሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s