ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-

ዕለት 26/10/2016

ቑፅሪ 3306/ዐጨ-16/2016

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-

1. በቢዘርፉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ መቕረባይነት ı ቫት ተመዝጋብን ወርሓዊ ቫት ዲክሊረሽን

መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን/TN ቁፅሪ ኮፒ ከቕርብ ዝክእ

2. ናይ ደቀቕትን ኣናእሽተይን ተመዝጋቢ ምኳኖም ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ከቅርብ ዝኽእል

3. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ን60 ማዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ ካብ ዕለት 27/10/2016 ጀሚሩ ክሳብ 11/11/2016 ሰዓት 8፡00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ብብር 50.00/ብር ሓምሳ/ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምምሕዳርን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 305 ብምግዛእ ምውሳድ ይከኣል''

4. ተጫረቲ ብናይ ትካልና ዝቐረበ መመለዒ ዋጋ ቅጥዒ ብምምላእ ንመኽበሪ ውሕስና - ጨረታ - ብር 20,000.00//ዒሰራ ሽሕ/ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ኣብ ዝቐርብ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ ካብዚ ወፃኢ ሒዙ ዝቅርብ ተቐባልነት የብሉን፡፡

5. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዕገናን ፎቶኮፒን ቀለም ምምልእ መክበሪ ጨረታ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ 5, 000.00/ሓሙሽተ ሽሕ/ኣብ ዝቐርብ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ተዓሽጉ ዝቐርብ ኮይኑ ካብዚ ወፃኢ ሒዙ ዝቅርብ ተቐባልነት የብሉን፤

6. ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዝቐረበሉ ግልጋሎትይኩን ኣቅርቦት ኣብ ሆስፒታል መፂኡ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

7. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሽጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

8. ሰነድ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ዕለት 11/11/2016 ሰዓት 8:30 ተዓዕዩ/p>

ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኸፈት''

9. ሆስፒታልና ዚጨረታ ሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እ፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s