ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኮንፈርትን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 17/07/2012ዓም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ጥራሕ ዝተሓደሰ ጥራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ ትክእሉ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/07/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡30

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/07/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00

6 ፕሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ዝኽእሉ ምካኖም

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 44 17

ድሕሪት
ጨረታ መደብ