ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኮንፈርትን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 17/07/2012ዓም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ጥራሕ ዝተሓደሰ ጥራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ ትክእሉ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/07/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡30

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/07/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00

6 ፕሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ዝኽእሉ ምካኖም

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 44 17

ጨረታ መደብ

s