https://tenders.milkta.com/ti/display/11053

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኮንፈርትን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 17/07/2012ዓም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ጥራሕ ዝተሓደሰ ጥራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ ትክእሉ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/07/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡30

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/07/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00

6 ፕሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ዝኽእሉ ምካኖም

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 44 17