ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሕበር ካብ 3 ህዳር 2018 ዓ.ም. ጀሚሩ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ላCore/ላጪ አብ ከተማ መቀሌ ከባቢ ቤት ፅሕፈት፣ ፕሮጀክት መስቦን ካልኦት ፕሮጀክታትን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዝገልገሉ ንብረት—ማለትውን በራሚል፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ጎማ፣ ቆርቆሮ፣ ሓፂን፣ መፅንን፣ ዕንፀይትን፣ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታትን ተሽከርከርትን፣ ስክራፕ ብኪሎግራም ዝሽየጡ፣ ካልኦት ዝገልገሉ ንብረታትን—ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ምልክታ ጨረታ አውፅኡ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ፤ ምዕደጊ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 መስከረም 2019 ዓ.ም.፣ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 8 መስከረም 2019 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት 4:00 ተባሂሉ ዝነበረ ቀሪኡ፣ መዓልቲ ስለዝተናወሐ፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ