ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ላጪ ጨንፈር መቐለ ዝርከብ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሪካል ጀነሬተር ፣ አየር ፣ ኮምፕረሰር፣ ሃንድሮለር ፣ ቫይቭሬተር፣ ዋተር ባምፕ ፣ ከምፓክተር ፣ ዌልዲንግ ጀነሬተር፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ፊሪጅ ፣ መፃረይ ማይን ካልኦትን ዝተፈላለዩ ንብረትን አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ኣማሊእኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ