ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሐፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ናይ ሐበር ዒላ ማንዋል ድሪሊንግ ኣብ ህንፀት ማይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ንዝተዋፈረሑ ሕጋያን ነጋዶ ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
ቦታ:
ወረዳ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ስራሕቲ ማይ
/
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ተን ሐባር ዒላን ማንዋል ድሪሊንግን ስራሕተን አበይ ከምዝሰርሓን ንስራሕ ዘድሊ በዝሒ መዓልትን ነዚ መዋዳደሪ ረቆሒ ካም ዝስዕብ ተዘርዚሩ አሎ
ዓይነት ሰራሕ ማለት እዉን ስትራክቸር ቁፅሪ ሐደ ሓባር ዒላ ዝርከበሉ ጣብያ ማይ ጥምቀት ዝረከበሉ ቁሽተ ዝተፈላለዩ ቁሸት ዝረከበሉ ፍሉ ቦታ ዝተፈላለዩ ቦታ በዝሒ ዓሰርተ ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 80 መዓልቲታት ፍልፍል በጀት FSRP
ቁፅሪ ክልተ ሐባር ዒላ ዝረከበሉ ጣብያ ሰመማ ዝርከበሉ ቁሽተ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ዝርከበሉ ፍሉ ቦታ ዝተፈላለዩ ቦታ በዝሒ 10 ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 80 መዓልቲታት መዓልቲታት ፍልፍል በጀት FSRP
ሳልሳይ ሓባር ዒላ ዝረከበሉ ጣብያ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከበሉ ቁሽተ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ዝርከበሉ ፍሉ ቦታ ዝተፈላለዩ ቦታ በዝሒ 5 ንህንፀት ዘድሊ መዓልቲ 80 መዓልቲታት መዓልቲታት ፍልፍል በጀት FSRP ክተወዳደሩ እትደልዩ ብናይ ህንፀት ኮንስተራክሽን ስራሕቲ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ዘለኩም ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ዘለኩም ደረጃም ዘለዎም ከቅረቡ ዝክእሉን
ቴክናል መለክዒታት ናይ ሓባር ዒላ ማለት እዉን ልምዓት መስኖ ነቲ ህንፀት ማይ ዘሳለጡ ሓይሊ ሰብ ዝምልክት ፕሮጀክት ማናጀር ሐደ ሳይት ማናጀር ሐደ ፎርማን ክልተ ምስናይ ትምህርቲ መረዳእታ ዝተሐደሰ ናይ ብቅዓት ሞያ ሰርትፊኬት ሕጋዊ ዉዕሊ ምስኮንትራክተር ዉዕልን መርዖን ዉይድማ ኣብ ፍቃድ ዋሃቢ ኣካለ ዝፀደቀ ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ዉዕሊ ዝአስረሉ ከቅርብ ዝክእል
ቴክኒካል ዓቅምን ልምዲ ስራሕን ናይ ኮንትራክተር ኣብ ዝሐለፈ 7 ዓመታት ካብ 2011 ክሳብ 2017 ዓም ብኮንትራክት ወይድማ ብከፊል ኮንትራክት ኣብ ናይ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ እንተናአሰ ኣርባዕተ ፕሮጀክት ነንሕድሕዶም እንተናአሰ ብር ኣርባዕተ ሚልዩን ዉዕሊ ኣሲሩ ብፅሬት ሰሪሑ ከምዝረከበ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ንህንፀት ማይ ዘድሊ መሳለጢ ናዉቲ ነቲ ስራሕ ገልባጭ መኪናን እንተናአሰ 8 ሚትር ከዩቢክ ክትፅዕን እትክእል ኤክሳካቫተር ምስጃክሃመር ክሳብ 10 ሚትር ጥልቀት ክትኩዕት እትክእል ሰርቪስ መኪና ማለት እወን ፒካፕ ከቅርብ ዝክእል ናይ ባዕሉ እንኮይና ሌብሬ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል ክራያ እንተኮይና ድማ ዉዕሊ ናይ 2018 ዓም ምስ ናይ ባዕል ዋና ሊብሬ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ኮንኪሪት ሚከስር ክሪክ ቫይቭሬተር ደግዳጊት ናይ ኢድ ማላት እዉን ሃንድ ኮምፓክተር ኣርባዕተ ማይ መምጠጢት ሞተር መላት እዉን ዲ ዋተሪንግ ፓምፕ ክሳብ 8 ሚትሮ ጥልቀት ንምምጣጥ ዘክእል ንዉሓት ገሮሮ ዘለዎን ናይ ባዕሉ እንተኮይና ዋንነት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል ክራያ እንተኮይና ድማ ዉዕሊ ናይ 2018 ዓም ምስ ናይ ባዕል ዋና ደረሰኝ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ፋይናንሻዉ መለክዒታት ዓቅሚ ተጫራታይ ተጫራቲ ነቲ ስራሕ መጀመሪ ዝኮን እንተናአሰ ብር 3.6 ሚልዩን ቅድም ጨረታ ምክፋቱ 5 መዓልቲ አብ ሒሳቡ ከምዝነበሮ ካብ ሕጋዊ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ወይድማ ነዚ ተመጣጣኒ ዝኮነ ልቃሕ ክረክብ ከምዝክእል ካብ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ኣብ ዝሐለፈ ሐደ ዓመት ማለት እዉን 2017 ዓም ጠቅላላ ምንቅስቃስ ናይ ባንኪ ልዕሊ 10 ሚልዩን ብር ከምዝንቀሳቀሰ ካብ ባንኪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ክቅርቡ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ናይ ንግዲ ፍቃድ ከማልእዎ ዝግባእን ብማይ ተንከፍ ኮንስትራክን ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ናይ 2018 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእልን
ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ብማይ ተንከፍ ከቅርብ ዝክእል
ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ክተቅረቡ እትክእሉ
ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ወይ ጥቅምቲ 2018 ዓም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል
ናይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
ናይ 2017 ዓም ወይ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክረ ወረቀት ከቅርብ ዝክእል ወይ ኣብ ዕድጋ ምምሕዳርን ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መርበበ ሓበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ተወሳኪ ሐበሬታ ተወዳዳራይ ቴክኒካል ሰነድ ከማልእ አለዎ ቴክኒካል መዓቀኒታት ሙሉእ ብሙሉእ ዘማለአን ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአን ሰዓራይ ይከዉን
ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን30 ተከታታሊ መዓልቲታት ይከዉን
ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ቁፅሪ 17 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ብር እናከፈልኩም ካብ ዕለት 1/4/2018 ዓም ክስብ 9/4/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተወስዱ ከምትክእሉ
ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ 10/4/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ይኩን ዳምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342440307
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (11)
ኮንስትራክሽን (952)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (441)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (93)
ስራሕቲ ማይ (249)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (133)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4426)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (926)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2818)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (262)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (124)
ኦዲት ተዛማድኡን (137)
ሕርሻ (498)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (179)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (85)
ሕርሻ መሺነሪ (67)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (51)
ህንፃ መሳርሒ (3373)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (588)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (941)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (234)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (524)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1675)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1572)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (182)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (27)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (60)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (31)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (193)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (139)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1823)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (933)
ምግጣምን ፅገናን (61)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (816)
ምግብን መስተን (515)
ኣቅርቦት ምግቢ (399)
ካፌን ሬስትራንትን (107)
እግድ (43)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (20)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1271)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1166)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (267)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (244)
ናገዛ ኣቁሑት (94)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (293)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (142)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (146)
መሬትን ሊዝን (60)
ፅገና (790)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (205)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (68)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (409)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (265)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (108)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3018)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2907)
ናይ ቢሮ አቁሑት (111)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1639)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1260)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (352)
ስራሕቲ ምልላይ (80)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (7)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (11)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (28)
ክራይ (730)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (508)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1204)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (21)
ካልኦት ዝሽወጡ (588)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (589)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (41)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4052)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1581)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (146)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (31)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (613)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (43)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (414)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (77)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (361)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
ዕድጊት መኪና (24)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (265)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (197)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (64)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (10)
s