ኣብ ከተማ መቐለ ላጪ ዝርከብ ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ዝኸዉን ህንፃ ፕሮጀክት ክልተ ስቶር ኣወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ማሕበርና ድማ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ዝደልዩ ደረጃ 9ተ ናይ ማተርያል እና ጉልበት ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

1 ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ካላንደር መዓልታት ከጠናቕቑ ዝኽእሉ

2 ሰነድጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምግዛእ ምዉሳድ ትክእሉ

3 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር

4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይደማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 05/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት ።

5 እዚ ማሕበር ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕደጋ ማእከል ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D 2 ፎቅ ቁፅሪ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስ.ቁፅሪ 09 14 26 19 58/ 03 42 41 04 60  ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s