ኣብ ከተማ መቐለ ላጪ ዝርከብ ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ዝኸዉን ህንፃ ፕሮጀክት ክልተ ስቶር ኣወዳዲሩ ከስርሕ የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ማሕበርና ድማ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ዝደልዩ ደረጃ 9ተ ናይ ማተርያል እና ጉልበት ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም
1 ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ካላንደር መዓልታት ከጠናቕቑ ዝኽእሉ
2 ሰነድጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምግዛእ ምዉሳድ ትክእሉ
3 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር
4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይደማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 05/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት ።
5 እዚ ማሕበር ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
6 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕደጋ ማእከል ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D 2ይ ፎቅ ቁፅሪ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስ.ቁፅሪ 09 14 26 19 58/ 03 42 41 04 60 ምድዋል ይከኣል።