ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 11:27 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 30/12/2011ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ