ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2011 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2011 11:27 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም
2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ
5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 30/12/2011ዓ/ም ክሳብ 04/13/2011ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል