ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ኣቁሐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 23/12/2011ዓ/ም ክሳብ 27/12/2011ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቅራባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ 27/12/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡30

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ 27/12/2011 ድ/ሰዓት 9፡00

ኣድራሻና ጎዶና ሰማእታት ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 261

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ