ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ኣቁሐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 23/12/2011ዓ/ም ክሳብ 27/12/2011ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቅራባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ 27/12/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡30

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ 27/12/2011 ድ/ሰዓት 9፡00

ኣድራሻና ጎዶና ሰማእታት ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 261

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s