ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክባር ደንቢ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

ሰዓት

1

ሎደር ክራይ

ጓሓፍ ንምጉሓፍ

ነዳዲ ካብ ባዕሉ

ናይ ሽፌር ይኩን ናይ ሰራሕተኛ ኣበል ዝኮነ ወፃኢ ባዕሉ ዝሸፍን

ቦታ ዓዲ ቆሎሞይ ላንድ ፊል እንዳጓሓፍ

ሰዓት

70

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 09/12/2011 ክሳብ ዕለት 13/12/2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/12/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s