ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክባር ደንቢ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሎደር ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ ሰዓት |
1 | ሎደር ክራይ | ጓሓፍ ንምጉሓፍ ነዳዲ ካብ ባዕሉ ናይ ሽፌር ይኩን ናይ ሰራሕተኛ ኣበል ዝኮነ ወፃኢ ባዕሉ ዝሸፍን ቦታ ዓዲ ቆሎሞይ ላንድ ፊል እንዳጓሓፍ | ሰዓት | 70 |
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 09/12/2011 ክሳብ ዕለት 13/12/2011 ዓም ሰዓት 11:00
3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/12/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00
4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034
5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757